Lyrics

ብ መዘምራን መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን
ዎ እግዚኣብሄር ንስኻ ኢኻ ኣምላኸይ
ዝሰግደልካን እተምልኾ ነፍሰይ ክጽውዖ ነቲ ዓቢ ስምካ
ክውድሶ ብ መዝሙር ምስጋና
ካብ ልበይ፡ ተመስገን ይብለካ፡ ተመስገን