Lyrics

ብ ዕለት 29-09-2002 ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤትክርስትያን ኣብ ዝተካየደ ፍሉይ ናይ ህጻናት መደብ። ህጻን ኣብ ከብዲ ኣዲኡ መጽሓፍ ቅዱስ ይሰምዕ።