Lyrics

ብ መዘምራን መካነ ህይወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን

ብልዕልናኻ ንረዲኤተይ ኣብ ሰማይ ሰማይ እተወጣሕካ
ከማኻ ዝበለ ደጀን ህይወተይ ኣይርከብን ‘ዩ ኣይርከብን ‘ዩ /4/
ክንድቲ ናትካ ዝኸፈለለይ ህይወቱ ዝህብ ክንዲ ሂወተይ
ኣይርከብን ‘ዩ ዝመሳሰለካ ኣይርከብን ‘ዩ ዝወዳደረካ ኣይርከብን ‘ዩ ዝቐርብ ጥኻኻ
ክንድናትካ ዝገልጽ ፍቕሩ /4/ የሱስ ኣይርከብን ‘ዩ ከማኻ ኣይርከብን ‘ዩ /4/