ብዕለት 02 ሕዳር 2003 ብዶር.ተኽለኣብ መንስተኣብ ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት ቤተክርስትያን ዝተሰበኸ
Posted on
by ቀሺ ዶክ. ተኽለኣብ መንግስትኣብ
19 ጥቅምቲ 2003 ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት ዝተሰበኸ ስብከት ብዶር.ተኽለኣብ መንግስተኣብ
Posted on
by ሓይለኣብ እዮብ
ብዕለት 10/03/2002 ብሓው ሓይለኣብ እዮብ ኣብ ቀጽሪ መካነ ህይወት ዝተሰበኸ
Posted on
by ቀሺ ዶክ. ፍጹም ገብረንጉስ
ብዕለት 06 ጥቅምቲ 2002 ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት ብዶር. ፍጹም ገብረንጉስ ዝተሰበኸ ካባይ ምኻድ ኣይድልየኩም እዩ።
Posted on
by ቀሺ ዶክ. ተኽለኣብ መንግስትኣብ
ክርስቶስ ኣብ ኩሉ ዝርከብ ምኳኑ ኣምላኽነቱ የረጋግጸሉ እዩ። “ሰማይ ዝፋኑ ምድሪ ድማ መርገጽ እግሩ እዩ” ከም ዝብል፡ ንሱ ነዚ ደረት ዘይብሉ ሰማይን ምድርን ዝመልእ ኣምላኽ እዩ። ብሰማይ ኰነ ዝፋን ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ብምድሪ ኰነ መርገጽ እግሩ እያ እሞ፡ ብኢየሩሳሌም ኰነ ከተማ እቲ ዓቢ ንጉስ እያ እሞ” ኢሉ፡ በዚ ክንምሕል ከም ዘይግብኣና ነጊሩና ኣሎ። ክልተ ወይ […]