ዕለት 9-11- 2002 ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን ዝተኻየደ ተኸታታሊ ትምህርቲ ምስጢረ ስጋዌ. ክርስቶስ ከመይ ኢሉ ስጋ ካብ ናትና ከም ዝለበሰ. ብ ቀሺ ዶ/ር ተክለኣብ መንግስተኣብ።

ብዕለት 21/02/2004 ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን ኣብ ዝነብረ ተኸታታሊ ትምህርቲ ብዛዕባ ምስጢረ ስላሴ ብ ዶ/ር ቀሺ ተኽልኣብ መንግስተኣብ። – ከም እግዚኣብሄር ኣቦ ከእመን ዝኸእል – ከም እግዚኣብሄር ኣቦ በእምሮ ሰብ ክብጻሕ ኣይክእልን