ክርስትናን ቃል ኪዳንን ስብከት ብሓው ዶ.ተክለኣብ መንግስተኣብ ኣብ ቀጽሪ መካኔ ሂወት ቤተክርስትያን ዝተሰበከ ስብከት
ኣብ ደገኻ ዝረአ ድኻም እንተሃልዩ ኣብ ውሽጥኻ ዝመንጨወ ኣብቲ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ መዝገብ ዝመንጨወ ምኻኑ ክትዝንግዕ ኣይግባእን። ነቲ ንገብሮ ዘሎና ነገር ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድጉል ናይ ዝሙት ፈተነ ነጸብራቕ ይኸውን ኣሎ፡ ውሽጥና ካብ ምምሉኡ ዝተላዕለ ይጎስዕ ኣሎ። ስለዚ ከኣ ኣብ ደጌና ናይ ዝሙት ነጸብራቕ እናዓዘዘ እና ዓዘዘ ኣብ ምቕላዕ ንኸብር ክንዲ ኣብ ምኽዳን። ብዕለት 09/03/2003
እግዚኣብሄር ምስዘልዕል፡ ………………እግዚኣብሄር ምሕረቱ ምስዘብዝሕ፡……………………… – እግዚኣብሄር ምሕረቱ ምስዘብዝሕ፡ ክልተ ዘይራኸብ ጫፍ ይራኸብ፡ – ኣብ ጸቢብ ደረት ደቂ ሓዉቦ ተሳንዮም ይቕመጡ፥ ምሕረቱ ከልዕል እንከሎ ኸኣ ምድሪ ብጎልጎሉ ይጸቦም፡ – እግዚብሄር ምሕረቱ ዘዕዘዘላ ነፍሲ እንዳተነጥቀት እንዳዓበየት ትኸይድ፡ – እግዚኣብሄር ምሕረቱ ምስ ዘብዝሕ ክልተ ዘይሳነዩ ሰብ ሓዳር ብፍቕሪ ይነብሩ፥ – ኣብ ሃገርና ንደልዮ ሰላም፡ በረኸት ብምሕረት እግዚኣብሄር […]
ፍርሃት እግዚኣብሄር ናይ ጥበብ መጀመርታ እዩ። ናብ ልዕል ዝበለ በሪኽ ቦታ ንምኻድ ሰባት ንእሽተይ ስጉምቲ ብምስጓም እዮም ዝጅምርዎ። ፍርሃት እግዚኣብሄር ኣብ ምግልጋልን፣ ምስ ኣምላኽ ኣብ ምምልላስን ወሳኒ ተራ እዩ ዘለዎ። ቀርኔሎዎስ ብፍርሃት እግዚኣብሄር ዚነብር ሰብ ስለ ዝነበረ እዩ ኣምላኽ ንምጽዋቱን ጸሎቱን እተቐበሎ። ዮሴፍ ፍርሃት ኣምላኽ ስለ ዝነበሮ ምቹእ ናይ ዝሙት ኣጋጣሚ ረኺቡ እንከሎ፣ ካብዚ ነገር […]
ዕንበባ ጽጌረዳ ትርኢታ እተብህግ ግናኸ ኣብ ጉንዳ እሾኽ ዘለዋ ንግስቲ ዕንበባታት እያ። ኣብዚ ምድሪ እዚ ክሳዕ ዘሎና፣ ህይወት ከምኡ ኪትከውን እያ። ናይ ገሌና መንፈሳዊ የዒንቲ ዕጽው ካብ ምዃኑ ዝተላዕለ ኣብቲ እሾክ ንዘሎ ጽቡቕ ነገር ምርኣይ ንስእን እሞ፣ ንህይወት ብምምራር ነሕልፋ። ኣምላኽ፣ መንፈሳዊ የዒንትና ኪኸፍት እሞ፣ ኣብቲ ክፉእ ዝመስል ነገር ጹብቕ ክንርኢ እይዩ ዚደሊ። “ኣብ ሕግኻ […]