Posted on Posted in

ብ ኣቦና ቀሺ ገብረመድህን ገብረገርግስ ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤትክርስትያን

Posted on Posted in

ብ ዕለት 31/03/1996 ብ ቀሺ ገብረመድህን ገብረገርግሽ ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን።

Posted on Posted in

ብዕለት 19/10/1997 ምምላድ ብቀሺ.ገብረመድህን ገብረጊዮርጊስ ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት ዝተሰበኸ ስብከት

Posted on Posted in

ፍርሃት እግዚኣብሄር ናይ ጥበብ መጀመርታ እዩ። ናብ ልዕል ዝበለ በሪኽ ቦታ ንምኻድ ሰባት ንእሽተይ ስጉምቲ ብምስጓም እዮም ዝጅምርዎ። ፍርሃት እግዚኣብሄር ኣብ ምግልጋልን፣ ምስ ኣምላኽ ኣብ ምምልላስን ወሳኒ ተራ እዩ ዘለዎ። ቀርኔሎዎስ ብፍርሃት እግዚኣብሄር ዚነብር ሰብ ስለ ዝነበረ እዩ ኣምላኽ ንምጽዋቱን ጸሎቱን እተቐበሎ። ዮሴፍ ፍርሃት ኣምላኽ ስለ ዝነበሮ ምቹእ ናይ ዝሙት ኣጋጣሚ ረኺቡ እንከሎ፣ ካብዚ ነገር እዚ ኪሃድም መሪጹ። ስለዚ ድማ ኣምላኽ ናብ ንግስነት ልዕል ኣቢልዎ። ቃል ኣምላኽ፣ “ነቶም ዝፈርሁኻ ዝዓቖርካሎም፣ ነቶም ኣባኻ ዝምሕጸኑ፣ ኣብ ቅድሚ ደቂ ሰብ ዘዳሎኻዮ ለውሃትካ ክንደይ ዓብዪ እዩ።” ይብለና እዩ’ሞ ንፍርሃት እግዚኣብሄር ናትና ንግበሮ።

Posted on Posted in

ሎሚ ኵነታት ሃገርናን፡ ህዝብናን፡ መንእሰያትናን ኣዝዩ ኣሰካፊ እዩ ዘሎ። ቃል ኣምላኽ ድማ ብህድኣትን፡ ብዘይ ህውከትን ምእንቲ ክንነብር ቅድሚ ኩሉ ብዛዕባ መራሕትና ክንጽሊ ከም ዝግብኣና እዩ ዚነግረና። ምእንቲ ከይንጽሊ ሐልዮት ሓዳር፡ ስኽራንን ስስዐን እዮም ዝኽልክሉና እሞ፡ ነዚኣም ካብ ህይወትና ብምርሓቕ፡ ኣምላኽ ብዛዕባ ምድርናን፡ ህዝብናን ብጾምን ጸሎትን ኪንነቅሕ ይደልየና ኣሎ። ከምቲ ዮናስ እታ መርከብ ብዙሕ እናተሐቝነት እንከላ ዝደቀሰ፡ እንድቅስ ዘይኰንናስ፡ ካብ ድቃስ እንበራበረሉ ጊዜ ከም ዝበጽሐን ክንርዳእን ሓላፍነትና ከነልዕልን ይግብኣና።
1 የካቲት 2004