ብዕለት 02 ሕዳር 2003 ብዶር.ተኽለኣብ መንስተኣብ ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት ቤተክርስትያን ዝተሰበኸ
Posted on
Posted in
19 ጥቅምቲ 2003 ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት ዝተሰበኸ ስብከት ብዶር.ተኽለኣብ መንግስተኣብ
Posted on
Posted in
ብዕለት 10/03/2002 ብሓው ሓይለኣብ እዮብ ኣብ ቀጽሪ መካነ ህይወት ዝተሰበኸ
Posted on
Posted in
ብዕለት 06 ጥቅምቲ 2002 ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት ብዶር. ፍጹም ገብረንጉስ ዝተሰበኸ ካባይ ምኻድ ኣይድልየኩም እዩ።
Posted on
Posted in
ክርስቶስ ኣብ ኩሉ ዝርከብ ምኳኑ ኣምላኽነቱ የረጋግጸሉ እዩ። “ሰማይ ዝፋኑ ምድሪ ድማ መርገጽ እግሩ እዩ” ከም ዝብል፡ ንሱ ነዚ ደረት ዘይብሉ ሰማይን ምድርን ዝመልእ ኣምላኽ እዩ። ብሰማይ ኰነ ዝፋን ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ብምድሪ ኰነ መርገጽ እግሩ እያ እሞ፡ ብኢየሩሳሌም ኰነ ከተማ እቲ ዓቢ ንጉስ እያ እሞ” ኢሉ፡ በዚ ክንምሕል ከም ዘይግብኣና ነጊሩና ኣሎ። ክልተ ወይ ስለስተ ኰይኖም ብስሙ ኣብ ዝተኣከብሉ ድማ ኣብ መንጎ ኣመንቲ ኪኸውን ከም ዝዀነ ነጊሩና ኣሎ። ክሳዕ መወዳእታ ዓለም ምሳኻትኩም እየ ኢሉ ድማ ተዛሪቡ ኣሎ። ንሱ ካብ ሰማይ ዝወረደን ኣብ ሰማይ ዘሎን ወዲ ሰብ ድማ እዩ። ንሱ ኩሉ ዝኽእል ድማ እዩ። በቲ ንኹሉ ኪመልከሉ ዝኽእል ሓይሊ፡ ከም ዝብል ከኣልነቱ ዓብዪ እዩ። ንሱ ዘይልወጥ ኣምላኽ እዩ። እዚ እቲ ዝዓበየ ንኣምላኽነቱ ዘረጋግጸሉ ባህርያት እዩ። ኢየሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘለኣለምን ንሱ እዩ።
07/02/2004