እግዚኣብሄር ሓደ ኣምላኽ ምኻኑ መሰረት ብምግባር ንብዙሕነት እግዚኣብሄር ንክርዳእ የድልየና። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሕነት እግዚኣብሄር ማለት ኣምላኽ ካብ ሓደ ንላዕሊ ኣካል ከምዘለዎ ብብዙሕ መንገድታት ተገሊጹ ኣሎ። እግዚኣብሄር ሓደ ኣምላኽ እዩ፥ ሰለስተ ኣካላት ከኣ ኣለውዎ።
10/01/2004