እግዚኣብሄር ሓደ ንሱ ጥራይ ኣምላኽ ኮይኑ ሰለስተ ኣካላት ድማ ኣለውዋ። ነዚ ሓቂ ንምርዳእ ብሓቂ ምግላጽ ኣማላኽ ዘድልዮ እዩ። ቅድሚ ሰለስትነት ኣምላኽ ምርኣይና ንሓድነት እግዚኣብሄር ክንርድኦ የድልየና። ነዚ መሰረት ብምግባር ድማ ንሰለስትነት እግዚኣብሄር ከነስተውዕሎ ንኽእል።
03/01/2004