Posted on Posted in

እግዚኣብሄር ይርኢ ብህይወት ኣብ እንነብረሉ ጊዜ። ብእተፈላለየ ኵነታት ንሓልፍ ኢና፣ ከምኡ’ውን ብዙሕ ጊዜ ብእተፈላለየ ምኽንያታት ንጭነቕ ኢና፣ ኣብ ገለ እዋናት’ውን እዚ ምጭናቕ እዚ ካብ ዓቐኑ ይሓልፍ እሞ ኣብ ብዙሕ ክፋላት ናይ ህይወትና። ብዙሕ ዘይተደልየ ሳዕቤን ከስዕብ ይኽእል እዩ፣ በዚ ናይ ህይወት መስርሕ እዚ ክንሓልፍ ዝከኣል እኳ እንተ ኾነ። ነንመዓልቱ ነቲ እንሓልፎ ኵነታት ብተስፋን ብዓወትን ምእንቲ ክንዋጻእ እግዚኣብሄር ኣብ ዝፋኑ ኮይኑ ይርእየናን ብድንጋጸ ይድግፈናን እዩ፣ እግዚኣብሄር። ኣብ ከመይ ዓይነት ህይወት ኣሎና ብዘየገድስ ይርእየና እዩ፣ ንሎሚ ሒደት ካብኡ ክንርኢ ኢና፣ 1. ኣብ […]

Posted on Posted in

“ብጸጋን ብፍልጠት ጐይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ደኣ ዕበዩ፣” (2ጴጥ 3።18) ሃዋርያ ጴጥሮስ ኣብ መወዳእታ ካልኣይ መልእኽቱ ኣመንቲ ብጸጋን ብፍልጠት ጐይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ እናወሰኽና ክንከይድ ከም ዘሎና ኣዘኻኺሩና ኣሎ፣ ንምዃኑ ብጸጋን ብፍልጠትን ጐይታ ምዕባይ እንታይ ማለት እዩ፧ ንሕና’ኸ ከምቲ ጐይታ ዝደልዮ ንዓቢ’ዶ ኣሎና፧ ኣብ መንፈሳዊ ህይወትና ነንመዓልቱ እወንታዊ ለውጢ ነርኢ’ዶ ኣሎና፧ በዚ ንህይወትና ኵሉ ጊዜ ክንምርምርን ናይ ብሓቂ እናወሰኽና ንኸይድ ከምዘሎና ከነረጋግጽን ይግብኣና (2ጴጥ 1።8-9)፣ ሓቀኛ ክርስቲያን ብእምነት። ብፍቕርን ብፍልጠትን ኣብ ጸጽባሕ እናዓበየ እዩ ዝኸይድ፣ ሃዋርያ ጳውሎስ ንኣመንቲ ሰብ ተሰሎንቈ […]

Posted on Posted in

ንግስነት ሮማ( Roma Empire) ኣብቲ ዝላዓለ ጥርዚ ናይ ክብረቱን ሓይሉን ዝበጽሓሉ ግዜ ክርስትያናት ዝበሃሉ ዘገርሙ ክፋላት ሕብረት ሰብ ክቀላቐሉ ጀመሩ። እዞም ሰባት እዚኣቶም ኣብ ልቦም ከም ሓዊ ሃልሃል ዝብል እምነት ስለ ዝነበረቶም ካብቶም ካልኦት ክፍሊ ሕብረተ ሰብ ፍልይ ዝበለ ህይወት ነበሮም።………