መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዛንታታትን ጥቕስታትን ንህጻናት Posted on 19th May 2015 Posted in መጻሕፍቲ ደቀየ ፍርሃት እግዚኣብሄር ክምህረኩምሲ:ንዑ ስምዑኒ! መዝ 34:11 መእተዊ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዝተጻሕፉ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ኩሎም ዝበለጸ እዩ:: ካብ መጀመርታ ምዕራፍ ናይ ዘፍጥረት ክሳብ መወዳእታ ምዕራፍ ናይ ራእይ ዮሃንስ ብታሪኽ ዝተመልአ እዩ። ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ንብዙሕ ኣሽሓት ዓመታት ተደጋጊሙ ተዘንትዩ። ይኹን እምበር ኣብ ኩሉ ዘመናት መቐረቱን ጥቕሙን ኣይጎደለን። Share the Article