Lyrics

ብ መዘምራን መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን

ካብ ብጥዑም ቃላት ጥበራ እተሰለመት ህይወት
ወቒባ ክትርአ እትምነ ናይ ሓቂ ምስላ ከይሓዘት
እተለቕለቐት መቓብር መአከቢ ፍንፉን ነውሪ
ሓሳባ ምድራዊ ዝረስዐት ናትካ ክብሪ