ኣብ ትንሳኤ ምውታን እቲ ዝዓበይ ነገር ምስ ኣምላኽ ምዃን እዩ። እቲ ምስ ኣምላኽ ብምዃንና ዘምጽኣልና ተወሳኺ ነገር ከይወስኽናሉ እዃ እቲ ምስ ኣምላኽ ምዃን ዝብል ጥራይ ኣዝዩ ዓቢ ነገር እዩ።…
…. ኣምላኽ እቲ ንዕኡን ንሰባትን ናይ ዘገልገልናዮ ዓስቢ ክህበና እዩ። ዓስቢ ናይቲ ሰባት ኣብ ልዕሌና ዝገበርዎ እሞ ዝተዓገስናዮ ነገርውን ኣምላኽ ክኽሕሰና እዩ። ሽዑ ኣኽሊል ህይወትን፡ ኣኽሊል ክብርን ክንወርስ ኢና። ምስናይ እዚ ግና እቲ ጐይታ ምእንታና ዝጸለዮ ዝዓበየ ጸሎት፡ ንሕና ምስኡ ምእንቲ ክንከውን እዩ። ጐይታ ይደግፍ።