Lyrics

ሽግር ምስ መከራ ጋሂ ምስ ጸበባ
ምስሓለፈ ስደት ናይ ግሽነት ናብራ
ኣምላኽ ክደርዝ’ዩ ንብዓት ካብ ኣዒንተይ
ንዘልኣለም ጋሂ ክሓድም’ዩ ካባይ