ኣብ ደገኻ ዝረአ ድኻም እንተሃልዩ ኣብ ውሽጥኻ ዝመንጨወ ኣብቲ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ መዝገብ ዝመንጨወ ምኻኑ ክትዝንግዕ ኣይግባእን። ነቲ ንገብሮ ዘሎና ነገር ኣብ ውሽጥና ዘሎ ድጉል ናይ ዝሙት ፈተነ ነጸብራቕ ይኸውን ኣሎ፡ ውሽጥና ካብ ምምሉኡ ዝተላዕለ ይጎስዕ ኣሎ። ስለዚ ከኣ ኣብ ደጌና ናይ ዝሙት ነጸብራቕ እናዓዘዘ እና ዓዘዘ ኣብ ምቕላዕ ንኸብር ክንዲ ኣብ ምኽዳን።
ብዕለት 09/03/2003