እግዚኣብሄር ምስዘልዕል፡ ………………እግዚኣብሄር ምሕረቱ ምስዘብዝሕ፡………………………
– እግዚኣብሄር ምሕረቱ ምስዘብዝሕ፡ ክልተ ዘይራኸብ ጫፍ ይራኸብ፡
– ኣብ ጸቢብ ደረት ደቂ ሓዉቦ ተሳንዮም ይቕመጡ፥ ምሕረቱ ከልዕል እንከሎ ኸኣ ምድሪ ብጎልጎሉ ይጸቦም፡
– እግዚብሄር ምሕረቱ ዘዕዘዘላ ነፍሲ እንዳተነጥቀት እንዳዓበየት ትኸይድ፡
– እግዚኣብሄር ምሕረቱ ምስ ዘብዝሕ ክልተ ዘይሳነዩ ሰብ ሓዳር ብፍቕሪ ይነብሩ፥
– ኣብ ሃገርና ንደልዮ ሰላም፡ በረኸት ብምሕረት እግዚኣብሄር ጥራይ ኢና ንቕበሎ።